Tigray ❤💛ዉግሕ ክትብል ምድሪ ብብስራት ፀሓይ ከመይ ሓዲራ ይብል ይሓተልኪ ደሃይ አደይ ትግራይ #Good morning Tigray

Joined February 2022
829 Photos and videos
Pinned Tweet
Dear #AllTegaru, You are invited to come on April 22/2023 12:00AM EST in the 36-hours tweet session program prepared by #GoodMorningTigray with the theme of “#Free_Tigray”, in collaboration with ⤵️ #GEZATEGARUTS #ሕብረትተጋሩንተጋሩ #ማሕበር_ቲክቶክ_ኣብ_ትዊተር
20 Apr 2023
#GoodMorningTigray #36HoursOfFreeAllTigray we need to be voice for the people of #Tigray now more than ever! Come join us on this space & let’s inform the world our people are still suffering! ምፁታ ንህዝብና ከዚ እዩ ድምፂ ምኳን ብጣዕሚ ዘድልዮም x.com/i/spaces/1jMKgLEdkDOGL
5
1,333
158
124,470
ቃልሲ መንእሰይ ትግራይ ኣንፃር ግፋ ተጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ። "ካብ ንጦርነት ትገፉና መጀመሪያ ድኽነትና ግፈፉልና። ዝግፈፍ ዓሳ እምበር ዝግፈፍ መንእሰይ ኣይንፈልጥን ኢና።" ዳይ መንእሰይ ትግራይ ተወደብ ተቓለስ ተዓወት !!
1
1
52
Azeb 70 እንደርታ retweeted
Replying to @AbiyAhmed_Ali
@AbiyAhmed_Ali, let’s move on. Don’t do a half-hearted job and pretend it’s leadership. Do your job. Stop yelling at and threatening parliamentarians. Ensure that the people of #Tigray are represented by their duly elected representatives in Parliament.
2
2
55
Azeb 70 እንደርታ retweeted
ጉጅለ ልምዓት ናይ ጉጅለ ድሕረት 😂 ቅኔ እዩ ቅኔ ናጎጃም😂 ቱ ውድብ ተ ውድብ ቱ ውድብ ቱ ውድብስ እዚ የጠፍኦይ🙄🙄😂
3
6
152
Azeb 70 እንደርታ retweeted
ትኽክል ፡ ዩ ፡ ኣዲኣ ፡ ገዲፋ ፡ ሓፍቲ ፡ ኣዲነኣ ፡ ትናፍቅ ፡ ኮይንና ፡ አሎ ፡
2
2
138
Azeb 70 እንደርታ retweeted
ወላድ ፡ ጅግና ፡ ኣዶ ፡ ኣይተንብዑ ፡ 😢😢 ፡ ንጉጅለ ፡ ድሕረት ፡ ደረፈ ፡ እዩ ፡#TPLFmustgo#ፍትሒንህዝቢትግራይ
1
5
329
Azeb 70 እንደርታ retweeted
ትግራዋይ ዓዱ ገዲፍ ክሰደድ እናሳቐኻ ትግራዋይ ብሰንክኹም አብ ሱዑዲ ክሳዱ እናተመንጠለ አብዓዱ ከይነብር ከይሓብር እናበተንካሰ ተጋሩ እንተሓቢርና ኢልካ ዘረባ እንታዬ ንመን ክተዐሸዩ ኢኹም ❓ ወለ በል በሉ ደቂ ሀረር
1
1
1
103
Azeb 70 እንደርታ retweeted
ከም እኒ ክንፈ ዋዓግ ደገፍቲ #ጉጅለድሕረትን ናይ #ሻዕቢያ ባራዩን ከም ይሁዳ ን ህዝቢትግራይ ደጋጊሞም እንዳሳዓሙ ክሰቀል አሕሊፎም ዝህቡን ዝኽሕዱ እዯም። ዝግደሱ ነተን $30 ዲናር እዯም እምበር ነቱ ምሸክናይ ህዝቢትግራይ ዋላሓንቲ አይግደሱሉን።
1
3
174
Azeb 70 እንደርታ retweeted
ሰምዕዎ ኖዚ ዋዓግ ሓላይ መሲሉ መንቆሪ። ሱዳናዊ ዝተማረኸ ህፃን ቆልዓ እንዳርአየ ተጋሩ ግደፍ ኢሉብቪድዯ ሰዲዱልካ። ህዝቡ ከይጠፍእ ዘቃልዔ ኩሉ ብልፅግና እዩ ክትብል በየናይ ሞራልካ እዩ❓
2
3
497
Azeb 70 እንደርታ retweeted
ዓለም አብ ካልእ ምርምር ንስኻትኹም ግን ይሕዝን ዓለም እታይ ሓድሽ ነገር ፍጥራ ትሓድር ንፅበ ንስኻትኹም ብሃመይ ንሰብ ነጥፍእ ትመራመሩ😭😭😭😭😭😭😭😭
3
3
216
Azeb 70 እንደርታ retweeted
ተደራደርኩም ኣይተደራደርኩም ንህወሓት ልግዛእ ህዝቢ ትግራይ የለን። ብሓይሊ ደርጋዊ ስርዓት ክመስለኩም ይኽእልግን ብሓይሊ ህዝቢ ኣገዲድካ ዝዕወት ኩናት የለን። ይኣኽለና ሞትን ኩናትን!ደርጊ እባ ታይ ዩ ገይሩ ካብዚ ብላዕሊዋይብሓይሊ ፕሬዚዳንት
3
2
3
128
Azeb 70 እንደርታ retweeted
መንእሰይ ንቓሕ!! ሐዚ እንተ ተጋዲልካ፣ ሞይትካ እምበር ተሰዊእኻ ኣይትበሃልን! ሕዚ ትግራይ ክትነብረላ እያ ትደሊ። ልዕሊ ፀላኢ ዘብሩሱናን ዘዳኹሙናን ዘለው እቶም 10 ዘይመልኡ ስጋ ዝለበሱ ሰይጣውንቲ እዮም።ዓዲ እንከለትና ዓዲ ዘይብሎም ገሮሙና!😭
2
2
77
Azeb 70 እንደርታ retweeted
ኦርቶዶክስ ተገደለች ተዘረረች እያላችሁ እዮዮ አትበሉ ትናንት ራስዋ መርቃ ሰንጋ አርዳ ግደሉ እያለች ሃሌሉያ እያለች መዝሙር ስትዘምር የነበረች ቤተክርስቲያን የእጅዋ ነው ያገኘችው።
1
2
88
Azeb 70 እንደርታ retweeted
ጉጅለ ድሕረት ንህዝቢ ትግራይ መዓዛ አክብረን ዝፍላጥይ ደንቆሮ ወደብ እግዚአብሔር ፈቃዱ ሰላም ንህዝቢ ንዓደ ሰላም ይወርዳል
ንህዝቢ ትግራይ እንትብሉ ንሰምዕ ግን ምእንተ ክብሮምን ምእንተ ስልጣኖምን እሎም ግን ዘይገብሩዎ ነገር የለን? አሓትና መሸቀጢ ፖለቲካ ይገብርወን አለው ብከመይ ብከምዚ ዘበለ ቁልቁል ንህዝብኻን ማሕበረሰብኻን ታዋርድ? @hrw @UN @UNWomenWatch @UN_Women
1
2
124