Politics

Joined May 2020
2,522 Photos and videos
መን ዩ ሓውን ወዲ ዓድን ዘይብሉ??? 🤔😡😏 ወዲ ዓደይ ዩ!!! ብዝብል ኣጉል ዓባቕ ዘረባ ይናፈስ ኣሎ። ንፍትሒ ክቃለስ ክወፍር እንተኾይነ ሕግን ሕጋውነትን ኣልቢሰ ንበደልቲ ብበደሎም ምቕጻዕን ካልኣይ ግዜ ከይደግሙ ምግባርን እምበር ፡ ንሓወይ ክሓብእ ንኻልኦት ክኣስርን ክፈርድን ኣይኮነን። ዘርእሰናይ ኣይኮነን እዚ ንሞት ዘይፈርድ ሕጊ ስዊዝ ፡ ኣብቲ ብሞት ፍርዲ ዝወሃቦ ቦታ እንተተኸሲሱ ውን ዓው እለ ድምጸይ ክህብ የ። ንምንታይ ትቃለሱ ኣለኹም እልካዮም ንፍትሒ እናበሉ እቲ 4-5 ኣሕዋቱ ክቕተሉ ዘጣቐዐን ዝጎስጎሰን ዝፈከረን። ካልኦት መወዳእታ ዘይብሎም ክእሰሩ ድምጹ ዝሃበን ንምንታይ ዩ ንኸይክሰስ ሽብዳዕዳዕ ዘብሎም ዘሎ። እሞ ከምዚ እንተኾይኑ እዛ ኩላ ስለ ዘርእሰናይ ትማጎት ዘላ ኣብ ቅትለት ኣሕዋትናን መዛኑናን መቓልስትናን ፡ ኣብ ማእሰርቲ ኣሕዋትናን መዛኑናን መቓልስትናን ኣብ ማህረምቲ ኣሕዋትናን መዛኑናን መቓልስትናን ብሕቡእ ምስ ዘርእሰናይን መሰልቱን እናተራኸቡ ኢድ ኔርዎም ዩ?? ብዝኾነ ዓው እሉ ስለ ዘርእሰናይ ግርማይ ዝማጎተኩም ደላዪ ፍትሒ የ ብሃሊ እንተሎ ኮይኑ ልዕሊ ዘርእሰናይ ኣብ ቅትለትን ስንክልናን ማእሰርትን ኣሕዋትና ኢድ ከም ዘለዎ ክጥርጠር ኣለዎ። ንሓቅነቱ ዝምልከት ክኣ ሕጊ ከጻርዮ ዩ። ስለዚ ንኸምዚኦም ዝበሉ መቓልስትኻ ካብ ምቑጻር ብጥርጣሬ ርእኻ ምጽራይ ዩ እቲ ፍታሕ
2
1
3
279
Why you will never see Eritrea in World Cup
3
4
6
352
ኤርትራ ነቲ ዓለም ትፈልጦ ጋዜጤኛ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ ንልዕሊ ዕስራ ዓመት ጨውያ: በቲ ሽወደን ኩሉ ዘድልዮ እንዳማልአት ዘዕበየቶ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ክትኮርዕ ይኹን ክትዛረብ ሞራል የብላን።
32
16
28
1,874
Alexander Berhane retweeted
#EBRF has conducted annual assessments of its activities with a view to promoting and reinforcing the ongoing pursuit of democratic regime change in #Eritrea through institutional drive. youtu.be/Vu_FScuK40k?is=2S9o… ትሕዝቶ ናይዚ ቪድዮ ወይ ን ዕላማ ናይ ግንባር EBRF ንምርግጋጽ ሓርነት ህዝቢ ኤርትራ ምስ ትድግፉ፦ ተጸንበሩና ናብ ግንባር፣ LIKE, SHARE and SUBSCRIBE or Join EBRF at eritreanbluerevolutionfront.… ዓመታዊ ገምጋም ግንባር ህዝባዊ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ EBRF ብ ዕለት ሰነ 10/6/26 ኣብ Friendship Hotel ሆቴል ኣዲስ ኣበባ፣ ኢትዮጵያ ብዘካየዶ ኣኼባ እቲ ገምጋም ተቃኒዑ።
4
74
84
3,390
Alexander Berhane retweeted
I met with Congressman Ronny Jackson (R-TX), a senior member of the House Foreign Affairs, Armed Services, and Intelligence committees, in an official meeting on June 9, 2026. We discussed the current status of affairs in the Horn of Africa; updated the congressman #EBRF activities and strategy on how to democratize # Eritrea and the potential positive impact on the region Eritrea have lots to offer to the world, and has the potential to become a productive and reliable geopolitical partner to US and allies @BeyeneGerezghe1 @EGerasouli35992
41
100
123
9,785
Alexander Berhane retweeted
Roadmap to Free #Eritrea ካርታ ጉዕዞ ናብ ሓራን ዲሞክራስያዊትን ኤርትራ Statement on the official launch of the Eritrean Blue Revolution Front formation, including in English መግለጺ ኣዋጅ ምቛም ግንባር #EBRF While charting Eritrea’s path to Freedom & Democracy it has established a Council in Diaspora, a legitimate representative institution of about 20 countries. From this perspective, EBRF takes aim to take the struggle against #PFDJ dictatorship inside Eritrea itself and oversee the peaceful transfer of power to the Eritrean people. #RegimeChangeInEritrea
9
92
114
2,887
ጸባ ዘስቲ ዘረባ እዩ✅💙
1
11
20
695
ክብረት ይሃብካ @GirmaySeltene
4
9
23
1,895
እዛ ሓፍትና ኣትሌት ናዝሬት ትብሃል:: ናዝሬት ሓፍትና ካብተን ኣለዋና ኢልና ንምክሓለን ጎባልል ኣትለታትና ሓንቲ ያ ኔራ:: ሓፍትና ባዕላ ከም ዝገለጸቶ ናይ ኣትለቲክስ(ውድድር ጉያ) ሞያኣ ኣዝያ ከምትፈትዎን ብጣዕሚ ውን ከምትጽዕረሉን ከምዝኾነት ምንጋር ውን ኣየድልዮን ኣብ ገጻ ይንበብ:: ኮይኑ ግን ቅድሚ ክልተ(2) ዓመት ብ ማነጀራ(her manager) ብድሕሪኡ ነብሰ-ጾር ኮይና ውላድ ከም ዝወለደትን ትሕብረና ላ:: ብሰንኪ ዝወረዳ ዓመጽ ኣብ ገዛ ኮፍ ክትብል ዘይመረጸት ናዝሬት ሕጂ ውን ናብቲ ትፈትዎ ኣትለቲክስ ተመሊሳ ዓወት ውን ኣመዝጊባ ላ:: ሕጂ ንኽጽሕፍ ዘገደደኒ እምበኣር ነዘን ናይ ፌምኒዝም ስነ-ሓሳብ (feminism ideology) ሒዘን መጽየን እሞ ከኣ ብዛዕባ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ሸላታትን ፈቀዶ እስሪ ቤትን ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ ሓንቲ መዓልቲ ውን ትኹን ፍትሒ ጸዊዐን ዘይፈልጣ: ግን ከኣ ነዘን ኣብ ሃገራት ምዕራብ ዓለም 1ይ ዓለም ዘለና/ዋ ደቂ ቂ-ኣንስትዮ ብዛዕባ ማዕርነትን መሰልን ዝምህራን ዝሕለቃን ፌምንስት(feminist) ኣሕዋትና ነዘን ከም በዓል ናዝሬት ዝኣመሰላ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘለዋ ደቂ-ኣንስትዮ ድምጺ ክኾነአንን ደሃየን ክገብራን ጻውዒት ክገብር ኢለየ::
16
22
33
2,233
እንቋዕ ሓጐሰካ ሰንዓፈ! ጉዳይ መገሻ ምስ ተላዕለ ግን፡ እቲ ጋዜጠኛ ክመጽኦ ዝኽእል ሳዕቤን ፈሊጡ ቀልጢፉ ዓጽዩዋ!
14
15
1,375
ኤርትራዊት ጋዜጠኛን ገጣሚትን ይርጋኣለም ፍስሃ ኣብ ዋዕላ 'ኦስሎ ፍሪደም ፎረም 2026' "ምፍራስ ውልቀ-ምልኪ" ብዝብል ንመበል 18 ግዜኡ ዝካየድ ዘሎ መደብ፡ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ጋዜጠኛታት፡ ስነጥበበኛታት፡ ክኢላታት ቴክኖሎጅን ሃንደስቲ ፖሊሲታትን ወዘተ ዝእከብሉ ዓለምለኻዊ መድረኽ እዩ። ኣብቲ ቀዳማይ መዓልቲ ናይቲ መድረኽ ኤርትራዊት ጋዜጠኛ፡ ገጣሚትን ኣብ ወተሃደራዊ ቤት-ማእሰርቲ ማይስርዋ ተኣሲራ ዝነበረትን ይርጋኣለም ፍስሃ፡ 'ናይ ኤርትራ ውልቀ-ምልኪ ኣብ ልዕሊ ስድራቤታት ዝኣወጆ ጨካን ኲናት' ብዝብል ኣርእስቲ መደረኣ ኣስሚዓ።
34
38
710
ሓዳስ ደርፊ ናይ ሜሮን እስቲፋኖስ (ወዲ ዘማች) ምስ ሓዳስ ካርታ ኤርትራ ኣሰንዩ ዘርጊሑ ኣሎ
2
1
1
312
እታ ዝተዓሸገት ካርቶን ካልኣይ ክፋል ሓደ መዓልቲ፡ እቲ ፍሉጥ ጀነራል ውጩ ናብ ገብርኤለ መጸ። ክፍለ-ሰራዊት 35 ወላኳ ኣብ ደንከል እንተሃለወት፡ ግንባር ምስ ስርሒት 05 ኣብ ትሕቲ ውጩ እያ ነይራ። ውጩ፡ ንገብርኤለ ብካርቶን ተዓሺጉ ዝመጸ ሓደ ዓቢ ህያብ ኣምጽኣሉ እሞ ኣብቲ ሳሎን ኣቐመጥዎ። ኣነ እውን ከም ምልክት (ራድዮ ኦፕሬተር) መጠን፡ ነታ ህያብ ክርእይ ዕድል ረኸብኩ። ገብርኤለ ነቲ ካርቶን ቀደዶ፡ ግን መሊሱ ካልእ ካርቶን ጸነሖ። ነቲ ካልኣይ ካርቶን እንተቐደዶ፡ እንደገና ሳልሳይ ካርቶን ጸነሖ። ብድሕሪኡ ብፕላስቲክን ብወረቐትን ተጠቓሊሉ ነበረ። ኣብቲ ሳሎን ዝነበርና ሰባት፡ ሃንቀውታና ሰማይ ዓረገ። “እንታይ ኮን ይኸውን እዚ ኹሉ ምስጢራዊ ዕሸጋ?” እናበልና ብስነ-ልቦናዊ ህንጡይነት ተዋጠርና። ኣብ መወዳእታ እቲ ኩሉ ፕላስቲክን ካርቶንን ምስ ተቐደደ ግን፡ እታ ህያብ እንታይ ኮይና ጸንሓትና? ናይ ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ዓባይ ስእሊ! ሽዑ ኣብ ውሽጠይ ዝተፈጥረ ናይ ሃንቀውታ ውደቀትን ስብራትን ክዝክሮ ከለኹ፡ ሎሚ ከም መርገም ኮይኑ’ዩ ዝስመዓኒ። ገብርኤለን ውጩን ግን በየናይ ወገን ክንሰቕላ፡ በዚ ዶ በዚ እናበሉ ቦታ ክመርጹላን ኽካትዑን ገዲፈዮም ወጻእኩ። ሽዑ እዩ እቲ ዓቢ ፍልስፍናዊ ሓቂ ዝተገልጸለይ። ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንጀነራላቱ ሰብ ዘይኮነስ፡ ልክዕ ከም ኣቡነ ኣረጋዊ ወይ ኣቡነ ተኽለሃይማኖት መልኣኾምን ኣምላኾምን እዩ። እዞም ሕጂ ከቢቦሞ ዘለዉ ጀነራላት፡ ንኢሳይያስ ከም ፈጣሪኦም እዮም ዝርእይዎ። ካብዞም ንስእሊ መለኮታዊ ኽብሪ ሂቦም ዝሰግድሉ ጀነራላት፡ ለውጢ ክመጽእ እዩ ኢልካ ምጽባይ ፍጹም የዋህነት እዩ። ንሳቶም ባሮት እቲ ስእሊ እዮም፤ ካብ ባሪያ ድማ ናጽነት ኣይውለድን። እታ መዓልቲ እቲኣ፡ ካብዞም ዘለዉ ሓለፍቲ ለውጢ ከምዘይመጽእ ምሉእ ብምሉእ ዘረጋገጽኩላን ተስፋ ዝቖረጽኩላን መዓልቲ’ያ። እምበኣር፡ ካብዞም ንባዕሎም ኣብ ውሽጢ ምስሊ ባርነት ዝነብሩ ጀነራላት ለውጢ ምጽባይ፡ ካብ ምድረበዳ ማይ ከም ምልማን እዩ። እቲ ፍጹም ሓቂ ግን እዚ እዩ፦ ናይ ሓንቲ ሃገር ናጽነትን ለውጥን፡ ካብቶም ንስልጣን ዝሰገዱ ሓለፍቲ ዘይኮነስ፡ ካብቲ ሕሰምን መከራን ዝተሰከመ ጭቁን ህዝቢ እዩ ዝውለድ። ለውጢ ካብ ደገ ዝመጽእ ህያብ ወይ ካብ ላዕሊ ዝወርድ ተኣምር ኣይኮነን። ለውጢ ማለት ባዕልና ኢና። እቲ ሰንሰለት ባርነት ንምስባር መጀመርያ ኣብ ውሽጢ ኣእምሮና ዘሎ ፍርሒ ክንስዕሮ ኣለና። እታ ሃገር ናትና እያ፡ እቲ ናይ ለውጢ ተስፋን ብርሃንን ድማ ኣብ ውሽጢ ነፍሲ ወከፍና እምበር ኣብ ኢድ ማንም የለን።"
2
2
6
515
ኣብ ፈይስቡክ ዝረኸብኩዋ፡ ኣዝያ ዝመሰጠትኒ፡ ብኤፍሬም ክብርኣብ ዝተጻሕፈት እያ ቀዳማይ ክፋል እታ ዝተዓሸገት ካርቶን ሰብኣዊ ፍጡር ካብ ሞትን መውጋእትን ሓውዩ ናብ ኣሃዱኡ ክምለስ ከሎ፡ ድሕሪ እዚ ኩሉ ስቓይ እንታይ ሓድሽ ተስፋ ይጸንሓኒ ይኸውን?’ ኢሉ ክሓስብ ባህርያዊ እዩ። ኣብ ሳልሳይ ወራር ተወጊኤ፡ ድሕሪ ውዕል ኣልጀርስ ቁስለይ ምስ ሓወየ ናብ ኣሃዱይ ክምለስ ከለኹ ግን፡ ዝጸናሓኒ ተስፋ ዘይኮነስ፡ ብሑጻን ዋዕን ዝተናወጸ መሬት ደንከል እዩ ነይሩ። ብባዳ ኣቢሉ ጸላኢ ቖሪጹ ክኣቱ እዩ ብዝብል ስግኣት፣ ብርጌደይ ናብቲ ዋርዋር ዝብል ምድረበዳ ደንከል፡ ናብታ ባዳ እትበሃል ዝዓሞቖት ዓዲ ተቐይራ ጸንሓትኒ። ኣብኡ ድማ ክፍለ-ሰራዊት 35 ቆመት። ኣነ ናይ ራድዮ ኦፕሬተር (ምልክት) ስለዝነበርኩ፡ ካብ ሓይልታት ናብ ገልዓሎ ተቐይረ ናይቲ ኣዛዚ ክፍለ-ሰራዊት ኮሎኔል ገብርኤለ ራድዮ ኦፕሬተር ኾንኩ። ገብርኤለ፡ ኣብ ውሽጢ እቲ ብጸሓይ ዘንድድ መሬት ናይ ገልዓሎ፡ ብ እሱራት ወተሃደራት ገይሩ ኣብ ሓጺር ግዜ ከመይ ዝበለ ማራኺ ቪላ ገዛ ኣስረሐ። እቲ መሬት ሓውሲ ሑጻ እዩ፡ ዝለምዕ ኣይኮነን። ንሱ ግን ካብ ፎሮ ብመካይን ሓመድ እናኣምጽአ፡ ነቲ ሓመድ ቀይሩ ብዕምበባታትን ኣግራብን ልምዕቲ ገነት ፈጠራ። ኣብ ውሽጢ እቲ ካንሼሎ ድማ ከም ሰገንን ኢራብን ዘለወኦ ንእሽቶ እንዳ እንስሳ (Zoo) ሰርሐ። እዚ ቪላ እዚ ንዕኡ ጥራሕ እዩ። ንዓና ነቶም ምልክቱ ዝሕዉስ ኣይነበረን። ንዓና ብሳዕርን ተንኮበትን ዝተሰርሔ መደቀሲ ኔርና። እቲ ዘገርም ግን፡ ገብርኤለ ነዚ ቪላ እዚ ኣብ ወርሒ ሓንቲ ሰሙን ጥራሕ እዩ ዝነብረሉ፡ ዝበዝሕ ግዜኡ ኣብ ኣስመራ ምስ ስድራቤቱ እዩ ዘሕልፎ። ካብ ኣስመራ ክመጽእ ከሎ፡ ብኣና በቶም ምልክቱ ገይሩ’ዩ "እመጽእ ኣለኹ" ዝብል መልእኽቲ ዝሰድድ። እዚ መልእኽቲ እዚ ምስ መጸ፡ ኣብቲ መዓስከር ዝፍጠር ሸበድበድን ውራይን ቀሊል ኣይኮነን። ንሱ ወላ’ኳ ስጋ ዘይበልዕ እንተኾነ፡ ንኽብሩ ተባሂሉ ግን ጤል ይሕረድ፡ መስዋእቲ ይግበረሉ። ንነብሱ ምሕጸቢ ዝኸውን ማይ ድማ ይዝሕለሉ ። ንናይ ክሽነን ሓፈሻዊ ንሃጽያዊ መነባብሮ ናይ ገብርኤለ ብሓላፍነት ዝሰርሕን ሓለቓ ናይቶም ማሕዮታትን ሓላፊኦም ተጋዳላይ ኣሎ። ነዚ ናይ ሓለፍቲ ሕንቃቐ ዘዋድዱ ብተለምዶ ማመ ተባሂሎም እዮም ዝጽዉዑ። ሓደ ምሸት፡ ከባቢ ሰዓት 7:00 እያ ነይራ። እቲ ማመ፡ ነታ ናይ ምሕጸቢ ነፍሲ እትኸውን ማይ ከየዝሕላ ረስዓ። ገብርኤለ ድማ ማይ ከይዝሓለት ጸኒሓቶ ኣዝዩ ተቖጠዐ። ንምጽሓፉ ዘሰክፍ ብዙሕ ብዕሉግ ዝኾነ ጸርፍታት ድማ ነቲ ተጋዳላይ ማመ ጸረፎ። ብድሕሪኡ ነቲ ተጋዳላይ ብኸምዚ ቐጸዖ፦ "ሻንኬሎ ማይ መሊእካ ኣምጽእ እሞ ብመሽረፈት እናሽረፍካ ኣዝሕላ!" ብምባል መቕጻዕቲ ወሰነሉ። መስኪናይ ማመ፡ ክሳዕ ሰዓት ትሸዓተ ናይ ምሸት፡ ተጎምቢሑ፡ ነታ ማይ ዝመለኤት ሻንኬሎ ብመሽረፈት እናሽረፈ ከዝሕላ ከሎ ብማዕዶ እዕዘቦ ነይረ። እቲ ስነ-ልቦናዊ ስብራት ናይቲ ተጋዳላይ ተሰሚዑኒ። እቲ ፍጻመ ወላ እኳ እንተሓለፈ፡ ኣብ ኣእምሮይ ግን ዛጊት ኣይሓለፈን። ክዝክሮ ከለኹ ወትሩ ትማሊ ዝኾነ እዩ ዝመስለኒ። እቲ ንናጽነት ዝተጋደለ ተጋዳላይ ጥራሕ ዘይኮነስ ሽዑ ምሸት ኣነ ኸይተረፍኩ ዳርጋ ተቐጺዐ’የ። እቲ ቪላ ተሰሪሑ ምስ ተወድአ፡ ኣብ ማእከል እቲ ካንሼሎ ሓደ ገፊሕ ሳሎን ተሰርሐ። ኣብኡ ድማ ብክራይ ካርድ እትሰርሕ ዓባይ ፍላት ቲቪ ተሰቀለት።
3
4
305
ከመይ ከመይ
4
11
1,049
Alexander Berhane retweeted
Honored to discuss all things Eritrea and the Horn with Eritrean Blue Revolution Front's TV channel. Of course Dictator Isaias' trolls and sycophants will hate it and I'm looking forward to their hate mail with delight. Truth is Truth - God bless freedom! youtube.com/live/EPMwe8PZD8A
120
166
258
25,547
ጽንሕ ኢልናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና
7
9
12
1,596
መዓልቲ ናጽነት
2
5
11
481
We are honored to present a special live interview with Ambassador Tibor Nagy, one of the most experienced and respected American diplomats with deep expertise on the Horn of Africa. In this timely and candid conversation, Ambassador Nagy will address the critical political, human rights, and security challenges facing the region, including the urgent need for democratic change, accountability, and lasting stability in Eritrea. 🗓 Date: Friday, May 29, 2026 ⏰ Time: 9:00 PM CEST (Berlin time) This is a rare opportunity to hear unfiltered analysis from a true authority on the Horn of Africa at a pivotal moment for our region. 🔴 Join us LIVE on EBRF TV you tube channel The #Eritrean #BlueRevolution Front continues. Our voice is growing stronger, and the world is watching. #EBRF #BlueRevolution #Eritrea #FreeEritrea Dawit Teferi Birhan Beyene Gerezgiher Kjetil Tronvoll Martin Plaut
4
35
41
905