Director, Institute of Population Studies; Mekelle University

Joined October 2021
85 Photos and videos
ብምኽንያት መበል 51 ዓመት ልደት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ምጅማር ዝተወደበ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን "ህሉዊ ኩነታት ዓለም ብመንፅር መፃኢ ዕድል ትግራይ" ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወ ዓውዲ ዘተ ሙሁራን ኣብ መቐለ እናተሳለጠ ፀኒሑ ተዛዚሙ ኣሎ።
2
5
196
እብ'ቲ ዘተ ዝተፈላለዩ ነቱ ዝቐረበ ሓሳባት ዘራጒዱ ርኢቶታት፣ ሓሳባትን ሕቶታትን ዝተለዓሉ ኾይኖም ኣብ መወዳእታ እውን ብመራሕቲ መድረኽ እኹል መብርሂ ተዋሂቡ።
1
3
72
እንኳዕ ናብ ሓዱሽ ዓመት ፳፻፲፰ ዓ/ም/ ኣብፀሐና። ፳፻፲፰ ዓ/ም/ ዱልዱል ሓድነትና ሃኒፅና ሕሉፍ ጠባስና ናብ ዘተኣማምን ዋሕስ እንቕይረሉ ዓመት እዩ'ሞ ማእኸልና ትግራዋይነት፣ ህዝቢ ትግራይ፣ ትግራይን ትካላታን ብምግባር ንህዳሰ ትግራይ ንረባረብ።
1
1
7
587
መበል 34 ዓመት በዓል ዓወት 20 ጉንበት "ክብርታት ቃልስን ዓወትን 20 ጉንበት፣ ንምውሓስ ሉኣላውነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፀጥታ ትግራይን ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ኣብዝተረኸቡሉ ዓውደ-ዘተ ተሳሊጡ።
4
5
23
2,617
እንኳዕ ንብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብፀሐና። መፃኢ እዋናት ድማ ናይ ዝተማለአ ሰላም፣ ራህዋን ቅሳነትን ይግበረልና።
3
8
24
1,458
The Tigrai Universities Scholars Association [TUSA] has called for a full implementatiin of the Pretoria Agreement so that the suffering of the millions of Tegaru can get an end. 1/2 @_AfricanUnion @SecBlinken @EU_Commission @UN @antonioguterres
23
124
105
8,534
In its statement, TUSA strongly urged the AU High Level Panel, the #EU, #USA, the #UN & the #IC to seriously heed the desperate situation the people of Tigrai are in and play their role to see the full implementation of the Pretoria Agreement . .....2/2
4
23
16
814
Prof. Kinfe Abraha Gebre-Egziabher retweeted
ትግራይ ዓደይ እንኳዕ ንመበል 49 ዓመት ፅምብል 11 ለካቲት ኣብፅሐና! "ክብርን ሞገስን ንስውኣት! ስውኣት ቃልኩም ኣይነዕብርን!" ንዝብላ ቃልኪዳናዊ ቃላት ምጭራሕ ክኸውን ዘለዎ ትርጉሙ፤ ንቃል ስውኣት ኣብ ባይታ ክትግበር ምግባር እዩ ኢለ ይኣምን! ንዘበናት ህዝቢ ትግራይ ዝተሰውአን ዝተጨፍጨፈን፤ ሎሚ እውን ጃምላዊ ፅንተት ጀኖሳይድ ዝወርዶ ዘሎን ብሚልየን ዝቑፀር ህዝብን ተጋዳላይን ትግራይ ከምቆፅሊ ዝረገፈን፤ ምእንተ ከም ህዝቢ ሃለዋቱን ደሕንነቱን ክረጋገፅ፣ ቅሳነትን ራህዋን ክረክብ፣ ኢሉ እውን ሙሉእ ሓርነቱ ክዓትርን መንገዲ ልምዓትን ዕብየትን ክጅምርን እዩ:: ቃል ስውኣትን እቱ ዝፀነተን ዝፀንት ዘሎን ህዝቢ ትግራይ እዙይን እዙይን እዩ:: ኣብ ናይ ሎሚ ትግራይ ኩሉ በደልን መከራን፣ ሕማምን ሞትን፣ ብርሰትን ስደትን ነጊሱ ኣሎ! ገፊሕ መሬት ወለድና ብፀላእቲ ተወሪሩ፣ ብሚልየናት ህዝብና መረበቱ ወረርቲ እናዓንደሩሉ ፎቆድኡ ተመዛቢሉ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ንጥምየት፣ ሕማም፣ ሞትን ከርተተትን ተሳጢሑ! ኣሽሓት ተጋሩ በመንነቶም ኣብ ቤት ማእሰርትታት ፀላኢ እናማሰኑ እናሞቱ፤ ስድርኦም ተበቲኖም! ብኣማኢት ዝቑፀሩ ተጋሩ ኣባላት ነበር ምክልኻል ሃገር ዓቀብቲ ሰላም፤ ኣብ ሱዳንን ጎራብቲ ሃገራትን እናተንከራተቱ፤ ውድብ ሕቡራት መንግስትታት ዝኸፈሎም ገንዘብ ኣገልግሎቶም ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ተመንዚዖም፤ ሓታቲ መንግስቲ ስለዘይብሎም ስድርኦም ተበቲኖም! ኣሽሓት ኣብ መኸተ ጀኖሳይድ ዝተወግኡ ጉዱኣት ኣካል ተጋደልቲ ትግራይ፤ ኣያ ስኢኖም ብጥምየትን ሰኣን እኹል ሕክምናን እናተሳቐዩ እናተሰውኡ! መንእሰይ ትግራይ ዓዱ ተስፋ ስኢኑላ፤ ብዝረኸቦ ኣንፈት ኩሉ ናብ ስደት እናውሓዘ፣ ኣደዳ ማእሰርቲ ከተርትን ሞትን ኮይኑ! ሓያላን መንግስትታትን ዓለምለኸ ትካላትን ሚዲያታትን ዘረጋገፁዎ ዘርኣዊ ፅንተት ህዝቢ ትግራይ፤ ተሓታትነትን ፍትሕን ከይረክብ ተገይሩ! ኣብ ልዕሊ እዙ ኹሉ እዩ እምበኣር፤ ኣብዝሓ ህዝቢ ትግራይ ድርቂ ብዘስዐቦ ጥምየት(Famine) ብዘይሓገዝ ዝፀንት ዘሎ! ምእንታን ኣብይ ኣሕመድ ከይኹሪ ተባሂሉ፤ ንኣዋርሕ ኣሽሓት ሰብን እንሰሳትን ክሳብ ዝሞቱ፤ ብስሙ Famine ኢልካ ንምእዋጅ ስኽፍታ ተራእዩ! እምበኣር እዙይ እዩ ኣጥሪናዮ ዘለና ሃለዋትን ደሕንነትን፣ ቅሳነትን ራህዋን፣ ሓርነትን ልምዓትን ህዝቢ ትግራይ! ይቕፅል ኣብfacebook.com/share/p/k81QJgy…
7
61
89
6,078
Prof. Kinfe Abraha Gebre-Egziabher retweeted
It was good to meet & have discussions with @AsstSecStateAF Molly Phee, @MikeHammerUSA & Ambassador Masinga of @USEmbassyAddis today in Addis Ababa. That we have to expedite the fullest possible implementation of the Pretoria Agreement as part of our efforts to ensure sustainable
173
289
630
80,566
Benjamin Netanyahu - Making a speech on current issues.
מדבריי בועידת הנשיאים >>
314
ኣብ ሃገረ ኔዘርላንድስ ከተማ ዘ ሄግ ኣብ መንጎ ብርጌድ ንሓመዱን ደገፍቲ ስርዓት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ብዝተላዕለ ጎንፂ ልዑል ጉድኣት ከምዝበፅሐ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። martinplaut.com/2024/02/17/n…
2
1
1
394
መበል ፵፱ ዓመት ዝኽሪ ፲፩ ለካቲት "ንምሕዳስ ቃልኪዳን ስወኣት"። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና።
16
10
50
2,488
International conference on "Sustainable Peace Building in Ethiopia and Beyond" is ongoing now. Till now three highlevel papers are presented by Professor Assefa Fiseha, Dr. Sarah Vaughan and Dr. Tsegay Berhane, respectively.
9
9
22
1,816
Professor Assefa Fiseha presented a paper on "Polity Building, Cleavages and Peace in Africa", Dr. Sarah on "Thinking about Peace Dialigue"and Dr. Tsegay Berhane on "Sustainable Peace vs Cmmunity Engagement".
1
1
5
247
Prof. Kinfe Abraha Gebre-Egziabher retweeted
My 4 prayers for Africa for 2024: a cease fire in Sudan; formal recognition for Somaliland; genuine national reconciliation process in Ethiopia to point to peace & prosperous future; and the start of a process to allow Southern Cameroonians (Ambazonians) to decide their future.
259
149
521
52,206
ኣብ ዓዲ ኣቡን ገዳም ደብረማርቆስ ወ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን።
3
10
51
3,473
Impeccable track-record of Adhering to international Agreements? Is it about Eritrea? Can you mention a single case? Ohh! I got it! You are right. #Eritrea has never made an agreement, & is known only 4 disagreements; except the Algers. Even in that it failed implementing it.
#Eritrea has impeccable track-record of adhering to International Agreements/Arbitral Awards. TPLF regime flouted Algiers Agreement with impunity for almost two decades Ethiopia/Eritrea: Statement by Spokesperson on Anniversary of Algiers Agreement | EEAS europa.eu/!t9hxTF
3
3
10
1,027
ሎሚ 30 ሕዳር 2016 ዓ.ም. ቀንዲ ዕላምኡ ናይ ኣካል መጉዳእቲ ዘለዎም ቆልዑ መፍረይቲ ዜጋታት ንክኾኑ ዝሰርሕ ኤድና ፋውንዴሽን ኣብ ሊባኖስ ሆቴል ዕላዊ ኮይኑ። ኣብዙ ስነስርዓት ብዙሓት ተኣከብቲ ተረኺቦም እዙ ፋውንዴሽን ብዛዕባ ዝጠናኸረሉ ዘትዮም።
1
15
25
1,199
A launching workshop of Edna Foundation (EF) was held on today at Libanos Hotel, Mekelle. EF has a mission to see an inclusive society where Children's with disabilities are empowered; and an objective of empowering children with physical disability to be productive citizens.
1
6
13
455
Mr. @antonioguterres, why do you wonder about the disfunctionality of the #Security_Council . In the last 3yrs alone, it has failed for more than 10 times in doing its jobs of averting humanitarian catastrophe, & the #TigrayGenocide is a typical example & a result of it.
This week, I urged the Security Council to press to avert a humanitarian catastrophe in Gaza & I reiterated my appeal for a humanitarian ceasefire. ‌ Regrettably, the Security Council failed to do it. ‌ But that does not make it less necessary. ‌ I promise: I will not give up.
4
26
25
1,243